Oxfo Technology and Business College-Shire

Oxfo Technology and Business College-Shire Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Oxfo Technology and Business College-Shire, College & University, Shire Inda Silase.

ዘሕጉስ ዜና!!!ኦክስፎ ናይ ርሕቐት ትምህርቲ ኣብ ገዝኦምን ኣብ ስርሖምን ኮይኖም ካብ 5ይ እስካብ 12 ክፍልን ብተወሳኺ ድማ ብ ዲግሪ ፕሮግራም ብ ኣካውንቲንግ ፋይናንስን ማናጅመንትን ኣብ ...
02/03/2024

ዘሕጉስ ዜና!!!
ኦክስፎ ናይ ርሕቐት ትምህርቲ ኣብ ገዝኦምን ኣብ ስርሖምን ኮይኖም ካብ 5ይ እስካብ 12 ክፍልን ብተወሳኺ ድማ ብ ዲግሪ ፕሮግራም ብ ኣካውንቲንግ ፋይናንስን ማናጅመንትን ኣብ ምዝገባ ንርከብ።
መመዝገቢ ቦታ፡-
ሓየሎም ኣደባባይ (ኣምባሳደር ህንፃ)

ሓዱሽ ናይ ትካልና ህንፃ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቕና
26/09/2020

ሓዱሽ ናይ ትካልና ህንፃ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቕና

  እንዳገበርኩም ን መሓዝትኩም ኣባፅሑሎም።ክቡራት ተምሃሮ   ኣቐዲምና ዝኸበረ ሰላምታና እንዳቕረብና ብምኽንያት ሕማም ኮሮና ቫይረስ  Online Reading Material's ኣዘጋጂናልኩም ...
26/04/2020

እንዳገበርኩም ን መሓዝትኩም ኣባፅሑሎም።

ክቡራት ተምሃሮ ኣቐዲምና ዝኸበረ ሰላምታና እንዳቕረብና ብምኽንያት ሕማም ኮሮና ቫይረስ Online Reading Material's ኣዘጋጂናልኩም ስለ ዘለና ኣብ ገገዛኹም ኮይንኩም በዚ ዝስዕብ link ካብ
Google drive: https://bit.ly/2yKa9vJ
ወይ ድማ ካብ ዌብሳይትና
Www.oxfocollegeshire.com
ኣውሪድኩም(Download) ክተፅንዑ ነትሓሳስብ።

MBA Reading Material

25/04/2020


Dear students of oxfo college due to the current situation /COVID19 we have arranged you online reading material please follow this link to download it.
From Google Drive https://bit.ly/2yKa9vJ
Or
From Our Website Www.oxfocollegeshire.com

MBA Reading Material

06/09/2019

ምዝገባ ጀሚርና
1.ብማስተርስ ብመርሃ ግብሪ
* ማስተርስ ብቢዝነስ ኣድሚኒስትሬሽን
* ማስተርስ ብኣካውንቲንግን ፋይናንስን
2. ብዲግሪ ብመርሃ ግብሪ
ብቀትርን ምሸታውን ቀዳምን ሰንበትን
* ኣካውንቲንግን ፋይናንስን
* ኮምፒተር ሳይነስ
3. ብዲግሪ ብርሕቀት
* ኣካውንቲንግን ፋይናንስን
* ማናጅመንት
4. ብቴክኒክ ሞያን ብርኪ
* ኣካውንቲንግ
* ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ(IT)
* ኣውቶሞቲቭ ቴክኖሎጂ
* ኢንዳስትራያል ማሽንን ኤሌክትሪክ ድራይቭን

ኮሌጅ ቴክኖሎጂን ቢዝነስን ኦክስፎ
ሽረ እንዳስላሰ

 እንኳዕ ንዘበነ ትምህርቲ 2012 ዓ.ም ብሰላም ኣብፀሐኩም እናበልና ኮሌጅና ካብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ፅሬት ላዕለዎትትካላት ትምህርቲ(HERQA) ብዝተውሃቦ ሙሉእ ኣፍልጦ ብዝተፍላለዩ ዓይነታት ...
11/08/2019


እንኳዕ ንዘበነ ትምህርቲ 2012 ዓ.ም ብሰላም ኣብፀሐኩም እናበልና ኮሌጅና ካብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ፅሬት ላዕለዎት
ትካላት ትምህርቲ(HERQA) ብዝተውሃቦ ሙሉእ ኣፍልጦ ብዝተፍላለዩ ዓይነታት ትምህርቲ እናመዝገብና ንርከብ:: ሙሉእ ኣፍልጦ ብማስተርስ (2ይ ድግሪ) ፣ ብመርሃ ግብሪ ድግሪ ፥ ብቴክኒክ ሞያን ብርኪ ብ ብርኪ፥ ትምህርቲ ብርሕቀትን ኣለና።
1 ብማስተርስ (2ይ ድግሪ)
#ማስተርስ ብቢዝነስ ኣድሚኒስትሬሽን
#ማስተርስ ብኣካውንቲንግን ፋይናንስን
2. ብመርሃ ግብሪ ድግሪ
*ብቀትርን ምሸታውን ቀዳምን ሰንበትን
# ኣካውንቲንግን ፋይናንስን
# ኮምፒተር ሳይነስ
3. ብቴክኒክ ሞያን ብርኪ ብ ብርኪ
#ኣካውንቲንግን ፋይናንስን
#ማናጅመንት
#ኣካውንቲንግ
#ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ
#ኣውቶሞቲቭ ቴክኖሎጂ
#ዋተር ሳፕላይ
#ኢንዳስትራያል ማሽንን ኤሌክትሪክ ድራይቭን
4. ትምህርቲ ብርሕቀት
#ኣካውንቲንግን ፋይናንስን
#ማናጅመንት

ተቋማችን በ መጀመርያ ዲግሪ በርቀት መርሃ ግብር በ ኣካውንቲንግ ፥ ፋይናንስ እና ማናጅመንት የማስተማር ፍቃድ መሰጠታችን ስንገልፅ በደስታ ነው፡፡
04/12/2018

ተቋማችን በ መጀመርያ ዲግሪ በርቀት መርሃ ግብር በ ኣካውንቲንግ ፥ ፋይናንስ እና ማናጅመንት የማስተማር ፍቃድ መሰጠታችን ስንገልፅ በደስታ ነው፡፡

ቢዝነስን ቴክኖሎጂን ኮሌጅ ኦክስፎርድ ሽረ ~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~ኮሌጅ ኦክስፎርድ እንኳዕ ንሓድሽ ዓመት ብሰላም ኣብፃሓኩም እናበለ ን2011 ዓ/ም ብዝተፈላለየ መርሃ ግብሪ ...
16/10/2018

ቢዝነስን ቴክኖሎጂን ኮሌጅ ኦክስፎርድ ሽረ
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
ኮሌጅ ኦክስፎርድ እንኳዕ ንሓድሽ ዓመት ብሰላም ኣብፃሓኩም እናበለ ን2011 ዓ/ም ብዝተፈላለየ መርሃ ግብሪ ትምህርትታት ተምሃሮ ተቐቢሉ ንምምሃር ኣብ ምዝገባ ይርከብ።

- ብዲግሪ መርሃ ግበሪ (ብቐትሪ፤ ብምሸታውን ቀዳምን ሰንበትን)
- Accounting & Finance
- Computer Science

- ብቲቪቲ መርሃ ግብሪ (ደረጃ ብደረጃ)……. ብቐትሪንምሸታዊን
- Accounting
- IT
- Industrial (Electrical Electronics)
- Construction
- Auto Mechanics

- ሓፀርቲ ስልጠናታት
- Mobile Maintenance
- Computer Maintenance
- Peachtree
- Basic Computer Skills
- Programming language
- Video Editing
- Photo Editing

ኣድራሻ
ኣብ ከተማ ሽረ እ/ስላሰ ኣብ ዝርከቡ ካምፓሳትና
1ይ ካምፓስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ምምሕዳር ጥቃ
2ይ ካምፓስ ከባቢ ሓየሎም ኣደባባይ ኣምባሳደር ህንፃ

ቁፅሪ ስልኪ……
0911559684/0344444010
ኮሌጅ ኦክስፎርድ ብፅሬት ተመራፂ

ቢዝነስን ቴክኖሎጂን ኮሌጅ ኦክስፎርድ ሽረ ~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~ኮሌጅ ኦክስፎርድ እንኳዕ ንሓድሽ ዓመት ብሰላም ኣብፃሓኩም እናበለ ን2011 ዓ/ም ብዝተፈላለየ መርሃ ግብሪ ...
20/09/2018

ቢዝነስን ቴክኖሎጂን ኮሌጅ ኦክስፎርድ ሽረ
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
ኮሌጅ ኦክስፎርድ እንኳዕ ንሓድሽ ዓመት ብሰላም ኣብፃሓኩም እናበለ ን2011 ዓ/ም ብዝተፈላለየ መርሃ ግብሪ ትምህርትታት ተምሃሮ ተቐቢሉ ንምምሃር ኣብ ምዝገባ ይርከብ።

- ብዲግሪ መርሃ ግበሪ (ብቐትሪ፤ ብምሸታውን ቀዳምን ሰንበትን)
- Accounting & Finance
- Computer Science

- ብቲቪቲ መርሃ ግብሪ (ደረጃ ብደረጃ)……. ብቐትሪንምሸታዊን
- Accounting
- IT
- Industrial (Electrical Electronics)
- Construction
- Auto Mechanics

- ሓፀርቲ ስልጠናታት
- Mobile Maintenance
- Computer Maintenance
- Peachtree
- Basic Computer Skills
- Programming language
- Video Editing
- Photo Editing

ኣድራሻ
ኣብ ከተማ ሽረ እ/ስላሰ ኣብ ዝርከቡ ካምፓሳትና
1ይ ካምፓስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ምምሕዳር ጥቃ
2ይ ካምፓስ ከባቢ ሓየሎም ኣደባባይ ኣምባሳደር ህንፃ

ቁፅሪ ስልኪ……
0911559684/0344444010
ኮሌጅ ኦክስፎርድ ብፅሬት ተመራፂ

Address

Shire Inda Silase

Telephone

+251911559684

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Oxfo Technology and Business College-Shire posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share